ደገፍ፣ን መራኸብ፣ን

ብጀካ እቲ ኣንህቦ ኣጎልጉለት በቐረባ እነበርክቶ ሓገዝ:ን ዝያዳ ዉን ካብ ሽቕለት ኣልቦዉነት ን:ምንጋፍ ከም ቐንዲ ነጥቢ ኣቶኪርና ንሰርሕ ። ኣብ ቤት ጽሕፈትና SIGNUM ብፍልጠት ቡቑዓት ሰብ ሞያ ኣብ ኩሉ መዳይ ተሳታፍነት ዘለዉ ኣብ-ርእሲ ምኻኖም፣ ናይ ንፍስ ወከፍ ድለይትን ውጥን ኣብ መዳይ ሞያዊ ምኽሪ : ዕድት ምብጻሕ ናብ ቦታ ስራሕ ከም፣ኡ ዉን መንገዲ ፣ስራሕ:ን ሓገዞም ከበርክቱ ቑሩባት ኢዩ፣ም።

እነበርክቶ ሓገዛት ካብ ሞባእታ ዝጅምር ኮይኑ፣ ኣብ ስርዓቱ፣ን ቕጥዕ’ን ዝሓለወ ብ:ኣገባብ ዝተጻሕፈ- ከም መሕተቲ ስራሕ ዘኣመስሉ መዳያ’ት ከም ግላዊ መግለጺ ደብዳቤ ን:መሕተቲ ስራሕ ናብ ወሃቢ ስራሕ ዝስደድ ቕጥዕ’ን ንምህላዉ ዘጠቓለለ ኢዩ. ኣብቲ ብቐጻሊ ዝግበር ርክባት ምስ ወሃብቲ ስርሓት ፣ ሞያዊ ምኽሪ ከምኡ ዉን ዕድት ብምብጻሕ ናብ ቦታ ስራሕ የጠቓል’ል ከም ጠለብካ መሰረት ምስ ናይ ቐረባ ኣስልጣኒኻ ጥቡቕ ዝኾነ ርክብ ስምናዊ ይወሃበካ ኣብ ቤት-ጽሕፈትና ኣዝዩ ሰፊሕን ዕሙቕ ዝበለ ተሞክሮ ዘለዉም ኣብ ጉዳይካ ማለት ኣብ መዳይ ምድላይ ስራሕን ምርኻብ ኣስራሕትን ኣቶኪሮም ሓገዝ ንኽትረክብ ይከኣል

ሽወደን ቐደማይ ቖንቓኻ/ኺ ኣይኮነ’ን ፣ ኣይትሸገር ብኸፊል ናይ ቖንቓ ደገፍ፣ን ሓገዝን ነቅርብ ኢና።

ኣብዚ ዝተወሰነልካ ግዜ ምሳና ድሕሪ ምጽናሕ; ብ እቲ ዝተወሰንለካ ግዜ ዳግመ ግምት ኣብ ንጥፈት ይግበር ። እንህቦ ሓገዝ ይኹን ደገፍ ብ ግዜ ዝወሰን ኮይኑ ንዝያዳ መምርሕን ደገፍን ኣብ ዝድልየካ እዋን ብድሊት ውልቓዊ ዉሳነኻ ክናዋሓልካ ኣብ ዝደለኻሉ ምስ ቤት-ጽሕፈት መረኻቢ ስራሓት ድሕሪ ዝግበር ዝርርብ ክናዋሕ ይከኣል ኢዩ፣ ዝይዳ ግን ኣብ ግዜ ከይተሞርከስና ብቕልጡፍ ዝኾነ ግዜን ፣ ውጥን ነቲ ዝድለ ዘሎ ዕላማ ምህራም ሓባርዊ ስራሕ ነብርክት።

ነዚ ተዘርዚሩ ዘሎ ሓገዛትን ደገፋትን ንምርካብ ይኹን ምጅማር ፣ ኣብ ቤት-ጽሕፈት መራኸቢ ስራሓተኛታት ማለት SIGNUM ም:ምራጽ ክድልየካ ኢዩ።

ኣብ ቤት ጽሕፈትና SIGNUM ንዝወሃብ ሓገዛት፣ ኣብ ባይታዊ ክውንነት፣ን ሰብኣዊ መሰላት፣ን የትኩር።

እዚ ክኸወን ከሎ ነፍስ ወከፍ፣ና ሓያል፣ን ድኹም፣ን ጎንታት ክህልወና ይግባእ፣ እዚ ጎኒ ብ፣እንህቦ ሓገዝ ከምኡ ወን ደገፍ ን፣ዝያዳ ቕልጣፈ ኣንፈት ናብ ስራሕ፣ ን ዕበይት:ን ከምጽእ ይሕግዝ፣ ብመጠኑ ድማ ኣብ ዕለታዊ ስራሓና እዝዩ ክድምዕ ይኽእል።

ኣድራሻ

Kramfors, Viktoriagatan 2
Sollefteå, Järnvägsgatan 25
Strömsund, Amaliagatan 2
Örnsköldsvik, Strandgatan 21
Östersund, Stortorget 4C